እዚ ፕሮጀክት Lebenshilfe Hamburg ንስንክልና ዘለዎም ስደተኛታት፡ ወለዶምን፡ ቤተ-ሰቦምን ዝዓለመ እዩ።

ዕላማና ድማ ህዝባዊ ተሳታፍነት ካብ ስደተኛታትን ንስደተኛታትን ንምድጋፍን ንምድንፋዕን እዩ። በዚ መሰረት ድማ እዞም ሰባትን ስድራቤቶምን እቲ ዝሓሸ ክንክን ጥዕናን ማሕበራዊ ክንክንክ ኣብዛ ጋሻ ሃገር ንኽረኽቡ እዩ።

ZuFlucht Lebenshilfe

Lebenshilfe Hamburg

Stresemannstraße 163
22769 Hamburg

Ines Schwarzarius

ines.schwarzarius@lhhh.de

(040) 689 433-18

Gesa Müller

gesa.mueller@lhhh.de

(040) 689 433-19